Find tourist information centers in Abi-Adi. Listings include Tigrai Hiking Group Tenbien Branch.
ጉጅለ ሓኾርቲ ትግራይ ጨንፈር ተንቤን ኣብ ከባቢ ተንቤን ዝርከቡ መስሕብ ቱሪዝም ንምፍላጥ ዓሊሙ ዝሰርሕ ጉጅለ እንትትኸውን ብተወሳኺ እውን ኣብ ናይ መናእሰይ ስራሕ ስእነት ምቅራፍን ፀገማት ሕብረተሰብ ምቅራፍን ይሰርሕ።